Tezez

Mesfin Berhanu

ፅጋበየ ናተይ ሽኮሪና
ና ሐደረ ዘይምኖ ፍቅራ
ገደደኒ ገደደኒ ፍቅራበይ በይ በይ በይ በይ በይ

ተዘዝ ተዘዝ ተዘዝ
ፅጋበይ ፍቕሪኽየ እወ ትፋቅሪኽየ
ይገዶኒ ኣሎ ኣነ ምሳይ እንተለኽየ
ናተይ ፅጌሬዳ የ ናተይ ልበይ ዓዳ የ
ዞም ወለድኪ የጥዑማት ሶድራኽየ ዕድሚኦም
የንወሓዬ ወሊዶም ነዓኽየ
ናተይ ፅጌሬዳ የ ልበይ ዓዳ የ

ንበይን ዩ ናትክስ ንበይኑ ዩ
ፅጌረዳይ ፍቕሪኺ ምቁር ዩ
ገለ ኣለዎ ፍቕሪኺ ዳይምኖ
እናሓደረ ኣነ ዳይምኖ
ዋና ኢኺ ፍቕሪ ክትክእልሉ
ፅጌሬዳይ ውዕል ትሓድርሉ
ቀትሪ ለይቲ ክምስ እናበልኪ
ነብሰይ ተዘዝ ተበልዬ ኢኺ
ዳሞ ገደደ ወልፈይ ዛየደ
ጥዑም ሽታኺ ዋጋኺ ለሚደ
ሳላ ፍቕርኺ ቤተይ ለሚደ
ዕድመ ነዓኺ የለን ደገ ደገ

ብርሃን ኢኺ ድምቕቲ ኪም ወርሒ
ብ ሲሓቅኺ ን ፀለም ተብርሒ
ደስታይ ኢኺ ፍሰሓ ሓጎሰይ
ትቀትለያ ተድሕንያ ነብሰይ
ን በይን እዩ ፅኑዕ እዩ ፍቕራ
ኣይትለወጥ ውዒላ ሓድራ
ፅጋበየ ዘይምኖ ቃላ
ንገስለይ ፀጋ ኢኺ ዋና

ዳሞ ገደደ ወልፈይ ዛየደ
ጥዑም ሽታኺ ዋጋኺ ለሚደ
ሳላ ፍቕርኺ ቤተይ ለሚደ
ዕድመ ነዓኺ የለን ደገ ደገ

ተዘዝ ተዘዝ ተዘዝ
ጉድ እዩ ናይ ሎሚ ፍቕሪ ሓይሉኒ
ኸረረረረረ ተዘዝ ኣቢሉኒ ኣቢሉኒ
ጉድ እዩ ናይ ሎሚ ፍቕሪ ሓይሉኒ
ኸረረረረረ ተዘዝ ኣቢሉኒ ኣቢሉኒ

ፅብቕቲ ቁመና ክሳዳ ኣመትየ
ንኢሱኒ ፍቕሪ ፈትየኺ ክሞትየ
ተዘዘዘዘ ኣቢሉኒ ተዘዝ ተዘዝ
ፍቕሪኺ ኮ ተዘዘዘ ኣቢሉኒ ተዘዝ ቀዘዝ
ደደደደይ
ፍቕሪኺ ሓዩሉኒ እው መዓረይ

ተዘዝ ተዘዝ ተዘዝ

ገና ገና ገና ከፍቕረኪ የ ገና
ኸረረረረረ ንገስለይ ፀጋኺ ዋና
ገና ገና ገና ከፍቕረኪ የ ገና
ኸረረረረረ እምበይተይ ዓይነይ ፀጋኺ ዋና
ገና ገና ገና ከፍቕረኪ የ ገና
ኸረረረረረ ንገስለይ ፀጋኺ ዋና
ገና ገና ገና ከፍቕረኪ የ ገና
ኸረረረረረ እምበይተይ ዓይነይ ፀጋኺ ዋና
ምሳኺ ምሳኺ ምሳኺ ሂወተይ
ተመችዩኒ ኣሎ ንበይኑ ዓይነተይ
ተዘዘዘዘ ኣቢሉኒ ተዘዝ ተዘዝ
ፍቕሪኺ ኮ ተዘዘዘ ኣቢሉኒ ተዘዝ ቀዘዝ
ደደደደይ
ፍቕሪኺ ሓዩሉኒ እው መዓረይ

Daftar lirik lagu Mesfin Berhanu